"ዋርድያ ልቢ! " ካብ ኮፍ ኢልካ ምውዓል ቁሩብ ‘ተወር' ምባል ከምኡ ይሕሸካ ‘ዋርድያ ልቢ' ምዃን ኢልክኒ ስራሕ ንምጅማር
ክንደይ መጻኢ'ሎ? እንታይ'የ ክኸውን? እንታይ'ከ ኢኺ ክትኮኒ? ኣነ ክሓስብ ብኣኺ፣ ንስኺ ክትሓስቢ ብኣይ
እሞ ኸኣ ንሞት! እናረኣኹ እናሰማዕኩ እሞ ኸኣ ንሞት? ! እናሓሰብኩ እናዛመድኩ
Delivering Poems Around The World
Poems are the property of their respective owners. All information has been reproduced here for educational and informational purposes to benefit site visitors, and is provided at no charge...
3/8/2025 5:55:39 PM # 1.0.0