ኰንክንን ኣዂንክንን
ፍቕሪ እንዲኺ ትማል - ክልተ ኔርካ ሓደ ምዃን
ፍቕሪ እንዲኺ ሎሚ - ስለ ፍቕሪ ምንባር
ፍቕሪ እንዲኺ ጽባሕ - ብተስፋ ምቕጻል
ኰንክንን ኣዂንክንን
ኣብ ምልኣት ፍቐሪ ምንባር
ኣንቲ! ፈቃር ዘይትድገም ተምሳል!
ስዒድ ሳልሕ
14/02/2014
This poem has not been translated into any other language yet.
I would like to translate this poem