ብርሃን ይዓቢ…
ብርሃን ዓቢ
ልግሲ እንደኣሉ፣
መኻፍልቱ ልቢ
ተስፋ ኣብ ዓራርቦ፣
ዘውጋሓ ንለይቲ
ዝፍጥራ መዓልቲ….
ከምኡ'ኩን እየ ዝብለካ
ብርሃን ናይ በ'ሓቒ
ወገሐ ጸበሐ
ወትሩ…ተበሃጊ
ኣብ ብርሃን ትደምቕ
ኣብ ጸልማት ዘይተስልኪ…!
ስዒድ ሳልሕ
19-02-2011
This poem has not been translated into any other language yet.
I would like to translate this poem